Sunday , December 5 2021

Recent Posts

ወግዓዊ-መግለጺ-ማሕበር-ሞያውያን-ኤርትራ

ዕለት 13 ሚያዝያ 2020 ቁ. መ. 001/2020 ኣብዚ እዋን’ዚ ዓለምና ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ከቢድ ኩሉ–መዳያዊ ቅልውላው ወዲቓ ከምዘላ ንኹሉ ብሩህ’ዩ። እዚ ብኮቪድ-19 ዝፍለጥ ለበዳ ኣብ መወዳእታ ዓመተ 2019 ኣብ ዉሃን ዝተባህለት ከተማ ቻይና ዝጀመረ ኮይኑ፡ ዛጊት ክታበት ይኹን መድሃኒት ዘይተረኽቦ፡ ብልዑል ናህሪ ኣብ መላእ ዓለም ተላቢዑ ዝርከብ ቀዛፊ …

Read More »